Confirmation / ትህድስቲ

ትምህርቲ ሰረት እምነት ወንጌላዊት ሉተራዊት ቤተ ክርስትያን

ሰረት እምነት ወንጌላዊት ሉተራዊት ቤተ ክርስትያን፡ ትምህርቲ ትህድስቲ ተዳሊልና ኣሎ። ነዚ ኣምላኽ ብጸጋኡ ደጊፉና ተዳሊናሉ ዘሎና፡ እቶም ዘይተሃደስኩም ክትህደሱ፡ እቶም ተሃዲስኩም ክትምሃሩ ድሌት ዘሎኩምውን ክትሳተፉ ንዕድመኩም።

    ስም ( Name )

    ኣድራሻ ( Address )

    E-mail

    ቁጽሪ ተሌፎን - Phone Number

    ተሳተፍቲ ትምህርቲ